Mesob Store

Mesob Store Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Mesob Store, Columbus, OH.

04/25/2026

መሶብ ስቶር — ካብ ዝኾነ ክፋል ዓለም ናብ ስድራቤትካ ንበጽሕ

04/08/2026

Use promo code FILFIL and get $8 OFF when you spend $150 or more 💵🛍️

Shop with confidence — Mesob Store is trusted by customers with 4.8+ ⭐ reviews on both Google Play and Apple App Store.

Send groceries, gifts, and essentials to your loved ones and save this holiday season ❤️📦
መሶብ ስቶር ብምኽንያት ኣውደእመት ናይ ምጉዳል ዋጋ ጌርና ኣሎና እሞ ኣብ ወብሳይትና ወይ ድማ ካብ ኣፕልን ጉጉል ፕላይን ዳውንሎድ ብምግባር ንመቅርብኩምን ስድራኹምን ናይ ኣውደእመት እባጊዕ፡ ኣጣል ኣስበዛ ከምኡ ውን ናይ ኤለክትሮኒ ኣቅሑት ኣብ ኤርትራን ኣብ ዩጋንዳን ኣዳሊና ኣሎና እሞ ሃየ ነዚ ክሳብ ኣውደኣመት ዝጸንሕ ናይ ዋጋ ምጉዳል ተጠቀምቲ ኩኑ። ብጀካ ዚ ካብ 150$ ንላዕሊ ንእትገዝኡ ዓማዊልና Promo code Filfil ኢልኩም ምስ ተእትዉ ናይ 8$ መሊሱ ናይ ምጉዳል ዋጋ ዕድል ኣሎኩም።
መሶብ ስቶር ክሳብ 4.8 ናይ ዕግበት ዓማዊል (one of the highest rating) ኣብ ጉጉል play ን ኣብ ኣፕልን ስቶር ዘለዋ ትካል እያ።
Download
Mesob Store Apple Store Link
https://apps.apple.com/us/app/mesob-store/id1617565954

Mesob Store Play Store Link
https://play.google.com/store/apps/details?id=com.mesob.store.app&pcampaignid=web_share

Nakfa PressEritrean Community ልሳን ሰራዊትና

09/07/2025

Promo code Mesob

ሰላም ተጠቀምቲ መሶብ ስቶር፡ ን ናይ ቅዱስ ዮሃንስ ባዓል ምርኩስ ብምግባር መሶብ ስቶር ዓቢ ናይ ምጉዳል ዋጋ ጌርና ስለ ዘሎና ተጠቀምቲ ንኹን። ብጀካ እቲ ኣብ ነፍስወከፍ ዱካናትና ዘሎ ምጉዳል ዋጋ ብተወሳኺ ካብ 115$ ንላዕሊ ምስ እንዕድግ ኣብ ናይ ፕሮሞ ኮድ ቦክስ Mesob ኢልና ብምጽሓፍ 6$ ናይ ተወሳኺ ምጉዳል ዋጋ ጌርና ኣሎና።

ዝርግሐ ጨናፍራትና

ኤርትራ ኣብ መብዛሕትአን ከተማታት

ዩጋንዳ ካምፓላ

ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ

ዝኾነ ሕቶ ርኢቶ ብ 1 614 580 7521 ካብ ኣመሪካ ወጻኢ ንእትነብሩ ብ ዋትሳብ ክትረኽቡና ትኽእሉ።

የቀንየልና

መሶብ ስቶር።

08/28/2025

ብስራት ካብ መሶብ ስቶር! 🚀 Mesob Store is now operating in Kampala, Uganda! 🇺🇬
መሶብ ስቶር ኣብ Uganda kampala ዩጋንዳ ካምፓላ ስራሕና ከምዝጀመርና ብሓጎስ ንገልጽ።
ስለዚ ኣብ ኣመሪካ ይኩን ካናዳ ኣብ ኤሮጳ ኣውስትራሊያ ዘሎኹም ን ኣብ ካምፓላ ንዝቕመጡ ስድራኹምን መቅረብኩም ኣስቤዛ ይኩን ጠለበጊዕ ምስትገዝኡ ኣብ ዝደለኽሞ ግዜን ቦታን ክነብጽሕ ድሉዋት እሎና።

🚀 Mesob Store is now operating in Kampala, Uganda! 🇺🇬

With Mesob Store, the diaspora can support their families with ease:
1️⃣ Pay securely on our app 💳
2️⃣ We prepare the groceries, sheep, or goats from our own Mesob Store locations 🛒🐐
3️⃣ Our trusted delivery team brings them straight to your loved ones’ doorstep 🚚🏡
#አርትራ
✨ No middlemen. No delays. Just direct, reliable delivery from Mesob Store to your family in Kampala.

Mesob Store — your trusted app for connecting hearts and homes. ❤️

🔑

06/03/2025
ዓቢ ምጉዳል ዋጋ ካብ መሶብ ስቶርክሳብ ጥሪ ዕለት 4 ዝጸንሕ!ካብ 100$ ንላዕሊ ምስ እትገዝኡ ክሳብ 10$  ዝብጽሕ ምጉዳል ክንገብረልኩም ድሉዋት ኣሎና።ናብ ኤርትራ ኢትዮጵያን ዘለዉ መቕር...
12/04/2023

ዓቢ ምጉዳል ዋጋ ካብ መሶብ ስቶር
ክሳብ ጥሪ ዕለት 4 ዝጸንሕ!
ካብ 100$ ንላዕሊ ምስ እትገዝኡ ክሳብ 10$ ዝብጽሕ ምጉዳል ክንገብረልኩም ድሉዋት ኣሎና።
ናብ ኤርትራ ኢትዮጵያን ዘለዉ መቕርብና ዘድሊዮም ገዚእና ናይዚ ዓቢ ምጉዳል ዋጋ ተጠቀምቲ ንኹን።
ነቶም ቅድሚ ሕጂ ዳውንሎድ ዝገበርኩማ ኣን ኢንስታል ገርኩም ከም ብሓድሽ ጽዓንዋ።
ዝኾነ ሕቶ ምስ ዝህልወኩም ርኸቡና።
Android
https://play.google.com/store/apps/details?id=com.mesob.store.app
Apple
https://apps.apple.com/us/app/mesob-store/id1617565954
Website
https://mesobstore.com/
መሶብ ስቶር
Mesob Store

We deliver goods to your loved ones.

እንኳዕ ናብ መዓልቲ ኣዴታት አብጻሓኩም እንዳበልና እብ ኤርትራ ንዝርከቡ እዴታትኩም Mesobstore ህያብኩም ክነብጽሕ ድልዋትና ወድኢና እሎና::Mesobstore.com
05/05/2023

እንኳዕ ናብ መዓልቲ ኣዴታት አብጻሓኩም እንዳበልና እብ ኤርትራ ንዝርከቡ እዴታትኩም Mesobstore ህያብኩም ክነብጽሕ ድልዋትና ወድኢና እሎና::
Mesobstore.com

Mesobstore

🌻🇪🇷🌻እንኳዕ አብጽሓኩም🌻🇪🇷🌻ንረመዳን ን ዳግማ ትንሳኤ ንስድራቤትኩምን ፈተውትክኹምን እዘዙና ብልቅጡፍ ክነብጽሕ ድልዋት ኢና
04/20/2023

🌻🇪🇷🌻እንኳዕ አብጽሓኩም🌻🇪🇷🌻

ንረመዳን ን ዳግማ ትንሳኤ ንስድራቤትኩምን ፈተውትክኹምን እዘዙና ብልቅጡፍ ክነብጽሕ ድልዋት ኢና

Mesobstore

ንረመዳን ን ዳግማ ትንሳኤ ንስድራቤትኩምን ፈተውትክኹምን ይእዘዙ https://www.mesobstore.com/
04/20/2023

ንረመዳን ን ዳግማ ትንሳኤ ንስድራቤትኩምን ፈተውትክኹምን ይእዘዙ
https://www.mesobstore.com/

Mesobstore

Address

Columbus, OH

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Mesob Store posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Mesob Store:

Share